ሰኑይ 20 ጥሪ ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንኢምግረሽን ዝምልከት ክልተ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ`ሎ። ካብ መንጉኡ፡ ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ስደተኛታት ብኣልማማ ዝሰጉግ ...
ኣብ ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ብዝርአ ዘሎ ንፋስ ዝሓዘለ ዝናብን ዝሑል ኩነታት ኣየርን ኣብ ክፍለ-ሃገር ከንታኪ ብዘጋጠመ ምንዕልቕላቕ ውሕጅ ዝሞቱ ሸሞንተ ሰባት ሓዊሱ ትሸዓተ ሰባት ምማቶም ...
ኣብ ከተማ ካይሮ ግብጺ፡ ሓደ ህንጻ ድሕሪ ምፍራሱ ብውሑዱ 10 ሰባት ምማቶም መሓዉራት ዜና'ታ ሃገር ገሊጸን። ኣብቲ ፍርስራስ ህንጻ ደሃዮም ዘይተፈልጡ ሰባት ስለ ዘለዉ ቍጽሪ ምዉታት ናይ ምውሳኽ ...
ፕረዚደንት ፈረሳይ ኢማኑወል ማክሮን ብዝጸውዖ ህጹጽ ኣኼባ፡ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሎሚ ሰኑይ ንጸጥታ እቲ ደምበን ጉዳይ ዩክሬንን ኣመልኪቶም ኣብ ፓሪስ ይጋብኡ ኣለዉ። ኣብዚ ብሪጣንያ’ውን ...
ወሃቢት ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ቶኒ ብሩስ ከም ዝሓበረቶ፡ ብሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ምስ ሩስያዊ ልኡኽ ንምዝታይ ጽባሕ ሰሉስ ንሪያድ ስዑዲ ዓረብ ክጓዓዝ’ዩ። ኣብቲ ኣመሪካዊ ጉጅለ ኣማኻሪ ሃገራዊ ጸጥታ ማይክ ዎልዝን ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ...